Listen to a podcast, please open Podcast Republic app. Available on Google Play Store and Apple App Store.
እንቛዕ ናብ ዕላልና ፖድካስት ብደሓን መጻእኩም፤ አብዚ ፖድካስት ኩሉ ነቕርቦ መደባት ብቛንቛ ትግርኛ እዩ፤ :
ብዛዕባ አብ ስደት ከጋጥሙና ዝኽእሉ ብድሆታትን ብኸመይ ንገጥሞን ከአ ትምህርን ትምዕድን፤፤
አበይ ተወሊድና ብዘይገድስ፤ አስመራ፤ አዲስ አበባ፤ መቐለ፤ ካልእ ከተማታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፤ ወይ አብ ስደት አብ ካልእ አፍሪካን፤ ንኹሉ ተዛራባይ ትግርኛ ተማእክል ፖድካስት እያ፤፤
አብዚ ፖድካስት ዝተፈላለየ አብ ህይወት ክጠቕሙናን ክምህሩና ዝኽእሉ ዛዕባታት ሒዝና ክንቀርብ ኢና፤፤ ናብራ ስደት ንኽንምክቶ ዝተቕሙና ጥበባት፤ ባህሊ፤ አተዓባብያ ቆልዑ፤ እምነት፤ ወግዕታትን ክብርታትን ዝተፈላለዩ ሕብረተሰባት፤ መንነት፤ ብፍቕሪ ምንባርን አፈታትሓ ግጭት ካልእን ሒዝና ክንቐርብ ኢና፤፤
ኩሉ ነቕርቦ መዳባት ከአ ንምሕያልን ምህናጽን አብ ስደት ንዘለና ዝዓለመ እዩ፤፤
ታሪኽ ዝተፈላለዩ ሰባት ብምምጻእ፤ ክሃንጹናን ዉሽጥና ክፍዉስና ዝኽእሉ መሰጥቲ ዕላላትን ምኽርታትን ዉን ከነቕርብ ኢና፤፤
ቡንኩም ወይ ሻሂኩም ሒዝኩም ምሳና ብሓባር ከተምስዩ ከአ ንዕድመኩም፤፤
| Episode | Date |
|---|---|
|
Episode 18: ምቁርን መሳጥን ትምህርታዊ ዕላል ምስ ሪም የማነ ብዛዕባ ሕማም ምንፍርፋር (Epilepsy )። with Rim Yemane
|
May 11, 2026 |
|
Episode 17: ናብራ ስደት ብኸመይ ንብድሆ ፧ ዕላል አብ መንጎ ሰናይትን ሮዚናንናብራ ስደት ብኸመይ ንብድሆ ፧ ዕላል አብ መንጎ ሰናይትን ሮዚናን
|
May 04, 2026 |
|
Episode 16: Part 2 - ኣፈታትሓ ግርጭት፟፟ — ብሕጊ እንዳባ ዕላል ምስ ዶክተር ቢኒያም ተስፋማሪያም
|
Apr 27, 2026 |
|
Episode 15: Part 1 - ኣፈታትሓ ግርጭት፟፟ — ብሕጊ እንዳባ ዕላል ምስ ዶክተር ቢኒያም ተስፋማሪያም
|
Apr 20, 2026 |
|
Episode 14: Part 2 - Autism with Yonas Keleta, Ph.D. _ ዕላል ብዛዕባ ኦቲዝም ምስ ዶክተር ዮናስ ቀለታ _ ዕላል ብዛዕባ ኦቲዝም ምስ ዶክተር ዮናስ ቀለታ
|
Apr 13, 2026 |
|
Episode 13: Part 1 - Autism with Yonas Keleta, Ph.D. _ ዕላል ብዛዕባ ኦቲዝም ምስ ዶክተር ዮናስ ቀለታ _ ዕላል ብዛዕባ ኦቲዝም ምስ ዶክተር ዮናስ ቀለታ
|
Apr 06, 2026 |
|
Episode 12: Rozina and Senait on BARIETO SHOW 91.3 FM/ባሬቶ ሸው – Part 2
|
Mar 30, 2026 |
|
Episode 11: Rozina and Senait on BARIETO SHOW 91.3 FM/ባሬቶ ሸው – Part 1
|
Mar 23, 2026 |
|
Episode 10: AI with Henok Tewelde – Part 2
|
Mar 16, 2026 |
|
Episode 9: AI with Henok Tewelde – Part 1
|
Mar 09, 2026 |
|
Episode 8: Canadian Immigration with Syn Amanuel
|
Mar 02, 2026 |
|
ጥበብ # 7 ናይ ምውህሃድ ብቕዓት ብኸመይ ትዕብዮ፧
|
Feb 23, 2026 |
|
ጥበብ # 6 ርእሰ ተኣማምነት
|
Feb 16, 2026 |
|
ጥበብ # 5 ኣብ ገንዘብ ዘለና ኣረኣአያን ርድኢትን ምምዕርራይ
|
Feb 09, 2026 |
|
ጥበብ # 4 ናይ ሞራልን ደገፍን ዙሪያና ምዕባይ
|
Feb 02, 2026 |
|
ጥበብ # 3 ንለዉጢ ቕሩብ ምኻን
|
Jan 26, 2026 |
|
ጥበብ # 2 ስምዒትካ ብግቡአ ምቁጽጻር
|
Jan 19, 2026 |
|
ቀዳመይቲ ጥበብ፥ ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ
|
Jan 13, 2026 |
|
ዕላልና ፖድካስት
|
Jan 09, 2026 |